ኩባንያታት እንግሊዝ ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝተፈጠረ ምቹው ዕድል ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት እንግሊዝ ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ምቹው ዕድል ኢንቨስትመንት ንኽጥቀሙ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡
ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ኣብ ለንደን…