ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሩይ ፖለቲከኛን በዓል ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲን ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ኣብ መካነ መቃብር ጴጥሮስ ወጳውሎስ ተፈፂሙ። ኣስከሬን ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ኣብ ለገ ጣፎ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ናብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላዊ ዑደት ንምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣፋኒዮምዎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ጎድና ጎድኒ ፍሉይ ጉባኤ ኩለመዳይ ፕሮግራም ልምዓት ሕርሻ ኣፍሪካ (ካዳፕ) ኣብ ዝተገበረ ዘተ፤ ሕርሻ ኣብ ምዝማን፣ ሩባ ኣባይ ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 55 ዓመት ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቻይናን ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 55 ዓመት በዓል ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ ተኸቢሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፣ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቸን ሃይ፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጥቂ ሒዞም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ደባርቅ ዕጥቂ ሒዞም እናተንቀሳቐሱ ዘነበሩን ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ፀገም እናፈጠሩ ዝፀንሑን ጉጅለታት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ኢዶም እናሃቡ ከምዝርከቡ ተገሊፁ፡፡ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ሓይሊ ፀፅታ እቲ ከባቢ…
ስፓርት ውድድር ፍፃመ ሱፐር ካፕ ኤልክላሲኮ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ሱፐር ካፕ ስፔን ሪያል ማድሪድን ባርሴሎናን (ኤልክላሲኮ) ዝገብረኦ ውድድር ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ስዑድ ዓረብ ስታዲየም ኣብዱላህ ስፖርት ሲቲ ምሸት ሰዓት 4 ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳጋ ካፒታል ናብራ ዜጋታት ዝቕይር ዓውዲ ንክኸውን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ካፒታል ናብራ ዜጋታት ዝቕይር ዓውዲ ንክኸውን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ዕዳጋ ካፒታል ሃና ተኸልኩ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋያት ኢትዮጵያ ብዕሊ ትማሊ ዘጀመሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ንህዝቢ ብቕንዕና ምግልጋል ከምዘለዎም ኣገንዚበን Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 29 ግዘ ዘሰልጠኖም ስሩዓት ኣባላት ፖሊስ ሎሚ ኣመሪቑ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ተረኺበን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ንህዝቢ ብቕንዕና ምግልጋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሳይበር ድሕንነትን ተዛመድትትቲ ዓውዲታትን ዝሰልጠኑ ሰብ ፍሉይ ተውህቦ ተምሃሮ ተመሪቖም Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ድሕንነት ንመበል ሳልሳይ እዋን ብሳይበር ድሕንነትን ተዛመድትትቲ ዓውዲታትን ዝሰልጠኑ ሰብ ፍሉይ ተውህቦ ተምሃሮ ኣመሪቖም። እቶም ተመረቕቲ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑን ኣብቲ ስልጠና ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኬኒያ ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ነፋሪት ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኬኒያ ከተማ ክዋቾቻ ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ንእሽቶ ነፋሪት ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እታ ነፋሪት እንትትሕምሸሽ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ሰባት ከምዝወቕዓቶም ነቲ ኩነታት ዝረኣዩ መስክራት ዓይኒ ገሊፆም። ክልተ ሰባት ብስብርባር እታ ነፋሪት…