Fana: At a Speed of Life!

መረፃ ብሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ዴሞክራሲያዊን መገዲ ንምውጋን ምድላው ተገይሩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ፍትሓዊ፣ ዴሞክራሲያዊን ሰላማዊን ብዝኾነ መገዲ ምውጋን ዘኽእል ምድላው ገይሩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። እቲ ቤት ምኽሪ ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ርክብ መንግስታት…

ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ካራባኦ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሻምፒዮን እቲ ውድድር ዝነበረት ኒውካስል ዩናይትድ ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ንፉልሃም ከምኡ እውን ማንቼስተር…

ምክትል ኣቦ መንበር ኣፋህድ ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣቦ መንበር ትካል ህዝባዊ ፋኖ ኣማራ (ኣፋህድ) ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ምስ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝገበሮ ስምምዕነት ስዒቡ ኣማራፂ ሰላም ብምቕባል ኣቲዮም። ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ኣፋህድ ምስ መንግስ ክልል ኣምሓራ ብሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን…

ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናይ ኣይኽእሉን ስብራታት ዝፀገነትሉ ኢዩ – እናትኣለም መለሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናይ ኣይኽእሉን ስብራታት ዝፀገነትሉ ኢዩ ኢለን ብመዓርግ ሚኒስትር ሓላፊት ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ፡፡ እተን ሓላፊት እዚ ዝገለፃ ኣብቲ በጀት ዓመት ቀደማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ጉዳይ ዜጋታትን ዝተወገኑ መመሓየሺታት ተዘዋዊሮም ምዕዛቦም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኣህጉራዊ ሸቶታት ንምዕዋት ቁልፊ ግደ ዝፀወት ሃፍቲ ማይ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ሃፍቲ ማይ ንሸቶታት ኣህጉር ኣፍሪካ ንምዕዋት ቁልፊ ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሎም። ‘ዘላቒ ቀረብ ሃፍቲ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ስርዓታት ፅሩይ መስተ ማይን ምርግጋፅ፤ ንሸቶታት ኣጀንዳ 2063…

ኩባንያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኩባንያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ንኽሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ጌዲዮን (ዶ/ር) ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ኩኒሚትሱ ኣያኖ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ንግዲን…

ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ – ብልፅግና ፓርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ። ቤት ምኽሪ ክንፊ ደቂ ኣንስትዮ እቲ ፓርቲ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ገምጊሙ። ምክትል ፕሬዚዳንት ክንፊ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና…

ምዕባለ ሃገር ዘረጋግፅ ናይ ሓባር ያታ ንምህናፅ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ሃገር ዘረጋግፅ ናይ ሓባር ያታ ንምህናፅ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ብሄራዊ ያታታት ንምሕንፃፅ ዛዓለመ ሃገር ለኸ ጉባኤ ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ እቶም ሚኒስትር…

ባህር ዳር ከተማ ንመቻል ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ግብር ባህርዳር ከተማ ንመቻል 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፍቅረሚካኤል ኣለሙን…