ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ፅባሕ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2026 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጳጉሜን 5 መዓልቲ ፅባሕ ኣመልኪቶም ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መዓልቲ ፅባሕ ሃገራዊ ስግግር ቴክኖሎጂ ካብ ወረቐት ናብ ዲጂታል፤ ካብ ተጠቃማይነት ናብ ፈጣራይነት! ካብ ትማሊ ብምምሃርን ብምእራምን ንሎሚ ብዝለዓለ ትግሃት ብምህናፅ ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህልውና ሃገር ብሓባር ምሕላው ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ mizan mekonen Sep 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህልውና ሃገር ብሓባር ምሕላው ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን 4 ጳጉሜን «መዓልቲ ህብር» ኣመልኪቶም ናይ ኪነ-ጥበብ ምሸት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኽቡ ሚኒስትር ሰላም…
ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ድሕነት ሳይበርን ሉዓላዊነት ቴክኖሎጂን መሰረታዊ ዓንድታት እዮም – በለጠ ሞላ (ዶ/ር) mizan mekonen Sep 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንምህናፅ ድሕነት ሳይበርን ሉዓላዊነት ቴክኖሎጂን መሰረታዊ ዓንድታት እዮም ኢሎም በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ፡፡ ፅባሕ 5 ጳጉሜን ብሃገር ለኸ “መዓልቲ ፅባሕ” ብዝብል ስያመ ዲጂታላዊ ትራንስፎርሜሽን፣ ሉዓላውነት ሳይበርን ዓወታት ኢትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ጀሚራ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Sep 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብምኽንያት መበል 24 መዓልቲ ሕብረት ኣፍሪካ ናይ እንዃዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዑ mizan mekonen Sep 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ህንፀት መሰረተ ልምዓት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዑ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ዙ ዥያይ ኣብ ዓውዲ ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና ብምኽንያት መዓልቲ ህብር ናፃ ኣገልግሎት ሕክምናን ምርመራን ሂቡ mizan mekonen Sep 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ሎሚ ዕለት እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ህብር ኣመልኪቱ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምናን ምርመራን ሂቡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብዚ እዋን ከምዝበልኦ፤ 4 ጳጉሜን መዓልቲ ህብር እናኸበርና ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ብምሕላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህብር፡ ፅባቐን መሰረት ፅንዓትን ኢትዮጵያ mizan mekonen Sep 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ማዕበል ታሪኽ ውሽጢ ፀኒዓ ክሳብ ሎሚ ዘፅንሐቶ ፅባቐ መንነታን ምስጢር ፅንዓታን ኣብ ብዙሕነታ ዘሎ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት እዩ። ገፃት ታሪኽ ኢትዮጵያ ንድሕሪት ተመሊስና ክንርእዮም ከለና፣ ኢትዮጵያውያን ሉኣላውነቶምን ናፅነቶምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ህያብ በዓል ኣበርኪቶም mizan mekonen Sep 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መፃኢ በዓል ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ 2019 ዓ.ም ብዝምልከት ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ በዓል ውህብቶ ኣበርኪቶም። ብተወሳኺ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ደገፍ ዝግበረሎም ህፃናት፣ ናይ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓቕመ ደካማታት ደገፍ ብምግባር ወገንነትና ከነርኢ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር mizan mekonen Sep 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝኾነ ይኹን ማሕበራዊ ምትእስሳር ንዓቕመ ደካማታት ደገፍ ብምግባር ወገንነትና ከነርኢ ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ዘበን መለወጢ ሓድሽ ዓመት 2019 ኣመልኪቶም ኣብ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይብዳህ መርአያ ፅንዓት! Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)3 ጳጉሜን መዓልቲ ፅንዓት ብብርኪ ሃገር ብኽብሪን ብድምቀትን ተኸቢሩ ውዒሉ። ፅንዓት እንትለዓል ድማ ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ንምህናፅ ልዑል ኣበርክቶ ዝገበረ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዘይብዳህ ፍቕሪ ሃገርን ፅንዓትን ዘለዎ ህያው…