ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ባሕሪ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ንምሕላው… Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 2፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምውናን በሪ ባሕሪ ሃገራዊ ድሕንነት ንምሕላው፣ ኢኮኖሚ ንምዕባይን ሃገራዊን ብሄራዊን ረብሓ ንምሕላው ዕዙዝ ግደ ከምዝፃወት ተሓቢሩ። በሪ ባሕሪ ዘይምህላው ምንቅስቓስ ንግዲ ሃገር ብምግዳብ ንልዑል ወፃኢ ዝዳርግ እንትኸውን፤ ካብዚ ብተወሳኺ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ኮነ ኢሉ ብዝተዋደደ ኣሰራርሓ ተተካእቲ ወለዶ የምክን ኣሎ – ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ኮነ ኢሉ ብዝተዋደደ ኣሰራርሓ ተተካእቲ ወለዶ የምክን ኣሎ ኢለን ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም፡፡ እቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ “ፅምዶ” ብዝብል ስያመ ምስ ሻዕብያን ኣብ ውሽጢ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣካቢት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምትእስሳር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይና Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ኣቦ መንበርነት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምትእስሳር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምብራቕ ኣፍሪካ ካብ ግብፂ ተረኪባ፡፡ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝጀመረ መበል 37 ፍሉይ ኣኼባ ስቲሪንግ ኮሚቴ ምትእስሳር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ውዒሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምዝታየን ሃገር ዝሃነፃ ሃገራት… Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ታሪኽ ዓለም ብኲናት፣ ድኽነትን ከቢድ ማሕበራዊ ቅልውላውን ሓሊፈን ሎሚ ኣብ ብራኸ ምዕባለ ዝበፅሓ ሃገራት ኣለዋ። ናይዘን ሃገራት ዓወት ምስጢር ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘይኮነስ፤ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኮይነን ዝዘተያሉን ሓበራዊ ብሄራዊ ምርድዳእ ዝፈጠሩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝሃ ዘፈር ኢኮኖሚ … Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኢትዮጵያ ብመመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚን ኣምር መደመርን፤ ካብ ፅግዕተኛነት ንፅል ዘፈር ብምንጋፍ ናብ ብዝሃ ዘፈር ስርዓት ኢኮኖሚ እናተሰጋገረት ትርከብ፡፡ ሓደን ቀንዲን ጥንካረ ብዝሃ ዘፈር ኢኮኖሚ ምደማር ኢዩ። ዓውዲ ሕርሻ ንኢንዱስትሪ እታወት ጥረ ኣቑሑት ብምቕራብ፣ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ…
ስፓርት ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ንሲዳማ ቡና 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና፡፡ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኢትዮጵያ፤ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኮንኮኒ ሃፌዝን በየነ ባንጃን…
ስፓርት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልኣይ ዙር መጥቃዕቲ ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ኣብቂዑ ምስበሉ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልኣይ ዙር መጥቃዕቲ ፈፂማ፡፡ ዋሽንግተን በዚ መጥቃዕቲ ልዕሊ 90 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ዝገለፀት እንትትከውን፥ ሰብ መዚ ኢራን ብግደኦም እዚ ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሞዴል ናይ ከተማ ብሎካት ኣዲስ ኣበባ … Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣብ ታሪኽ ልምዓት ከተማ ኢትዮጵያ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ ናብ ክልል ከተማታት ዝተስፋሕፈሐ ልምዓት ኮሪደር ምስሊ ከተማታት ብዝለዓለ ደረጃ እናቐየረ ይርከብ። ጎድና ጎድኒ እዚ ሰፊሕ ምንቅስቓስ ልምዓት ድማ ኣብ ውሽጢ ዘላ መንሪ መንደራት ደረጃ ንምምሕያሽ ዝተጀመረ ዝተዋደደ ሞዴል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ተፈጥሮኣዊ መሰል ኢዩ – ዩናይትድ ኪንግደም Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ካብ 130 ሚሊየን ህዝባን ቅልጡፍ ዕቤታን ዝፈልፈለ ተፈጥሮኣዊ መሰል ኢዩ ኢሎም ምክትል ኣምባሳደር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኢትዮጵያ ሉክ ብሎክ፡፡ እቶም ምክትል ኣምባሳደር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሲሼልስ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሲሼልስ ፓትሪክ ሄርሚኔ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብምዕዋቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ውፅኢት እቲ መረፃ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ…