በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቂ ሰባት ፍቕሪ ብመሃብን ብምትሕግጋዝን ምኽባር ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ እንተኽብር ንደቂ ሰባት ፍቕሪ ብመሃብ ከምኡ እውን ብምትሕግጋዝን ብሓድነትን ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም።
ኣቦታት ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ፣ ቤተክርስትያን…