ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቹጋል ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ፓርቹጋል ኑኖ ሳምፓዮ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሎ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምስግጋር ኣብ ዝከኣለሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 271 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 271 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ፈፃሚት ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ስራሕ ርክብ ህዝቢን…
ስፓርት ኣብ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክን ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ጋንታታት ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክ ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይገበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡45 ኣብ ከተማ ቤርጋሞ ጣሊያናዊት ጋንታ ኣታላንታ ምስ ስኮትላንዳዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ናብ ሞንሮቪያ ንምብራር እንደተሰናደአ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 21 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን 3 መዓልቲ ናብ ላይቤሪያ ሞንሮቪያ ኣገልግሎት በረራ መገደኛታት ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ሞንሮቪያ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ምብራሩ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካ ዘለዎ…
ቢዝነስ ዳያስፖራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ኣብ ዝፈጠሮም ዕድላት ንክርባሕ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ኣብ ዝፈጠሮም ዕድላት ንክርባሕ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሰናድአን፤ ምሁራን፣ ሰብ ሃፍቲን ፍሉጣት ሰባትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይስሩዕ ዝናብን ወራር ባልዓትን ቀንዲ ፈተናታት መፍረያይነት ሕርሻ ትግራይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይስሩዕ ዝናብ፣ ወራር ባልዓትን ሕማማትን ቀንዲ ፈተናታት መፍረያይነት ሕርሻ 2016/17 ዓ.ም ምኳኖም ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ቱሪዝም ንኽዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ቱሪዝምን ካልኦት ኣማራፂታት ቢዝነስን ንኽዋፈሩ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብኣሰናዳእነት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን መስሕባት ቱሪስት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር እተስፈሐሉ ምዕሩይ መድረኽ ኢዩ – ዘነበ ክንፉ (ፕ/ር) Desta Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት ሃገራት ምትሕብባር ንክትገበር ልዑል ዕድል ዝፈጥር ምዕሩይ መድረኽ ኢዩ ክብሉ ዘነበ ክንፉ (ፕ/ር) ገሊፆም። ኣብ ሩሲያ ሞስኮ ኣብ ዘለዉ ዩንቨርስቲታት መምሀርን ኣብ ሩሲያ ፕሬዚዳንት ማሕበር ዲያስፖራታት ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 11 ፓርቲታት ፖለቲካ ውሳነ እገዳ ኣመሓላሊፉ Desta Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ፣ ኦዲትን ምስ ኣባላት ደቂኣኒስቲዮ ጠሚቱ ዘሎ ደገፍ ገንዘብ ተዛሚዱ ኣብ ልዕሊ 11 ፓርቲታት ፖለቲካ ውሳነ እገዳ ከምዘመሓላለፈ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ንሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ተዛዚሙ Desta Oct 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢትዮጵያ ተሰናዲኡ ዝተኻየደ መበል 46 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምትሕልላፍ ተዛዚሙ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፣ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሴፔን ኣባላት ኮሚቴ ኣፈፀምቲ ስራሕ ካፍን፣ ፕሬዚዳንት…