ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላስ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተረኸበ ሰላም ኣጠናኺካ ክቕፅል ብምግባር ሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላስ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል፣ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ሲቪክ ማሕበራትን ኣባላት ኣመራርሓ ፀፅታን ዝሓቖፈ ኣማኻሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ መረፃ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን እቲ ፓርቲ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ መረፃ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን እቲ ፓርቲ የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ 2 ሺሕን 100 ተሳተፍቲ ኣብ ዝተዓደሙሉ ብድምቀት ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ብዕሊ ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተዓደሙ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Feb 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተዓደሙ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም። ፓርቲ ብልፅግና መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ትማኘሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሕዋት ፓርቲታት ጎረባብቲ ሀገራትን ኣባል ሃገራት ብሪክስን ምስ ፓርቲ ብልፅግና ብሓባር ንምስራሕ ዘለዎም ድሌት ገሊፆም Desta Feb 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሕዋት ፓርቲታት ጎረባብቲ ሀገራትን ኣባል ሃገራት ብሪክስን ምስ ፓርቲ ብልፅግና ብሓባር ንምስራሕ ዘለዎም ድሌት ገሊፆም። “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ መዓልቲ 23 ክሳብ 25 ግራ 2017 ዓ.ም ዝካየድ ካነ ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ካልኣይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ Desta Feb 1, 2025 0 "ኢትዮጵያ ኩሉ ግዘ ዓንዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢያ" ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፒፕልስ ራሊ ፎር ፕሮግረስ ጅቡቲ ኢልያስ ሙሳ ዳዋሌ "መንፈስ ሃርበኝነት ኢትዮጵያዊያን ቃልሲ ፀረ ባዕዳዊ ኣገዛዝኣን ስርዓት ኣፓርታይድን ንክቀፃፀል ገይሩ ኢዩ” ዋና ፀሓፊ ርክብ ወፃኢ ፓርቲ ዛኑ ፒኤፍ ዚምባቡዌ ሲምበርሼ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕርሻ ትግራይ ናብ ንቡር ንምምላስ ቴክኖሎጂን ሜካናይዜሽን ምትእትታውን ምጥቃምን ኣገዳሲ እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Feb 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ምልላይ ፓሊሲ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ምልላይ ሃገር ለኸ ፓሊሲ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣፈፃፅማኡ ዕውት ንምግባርን መዋቕራዊ ለወጢ ንምምፃእ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ Desta Feb 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) "ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ናይ እንቋዕ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ምሕላፎም ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ፣ 84 ትካላት ጥዕናን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ክስራሕ እዩ Desta Feb 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣብ 14 ወረዳታት ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ 84 ትካላት ጥዕና 844 ትካላት ማይ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ከምዝስራሕ ተገሊፁ። ኣብ ምጅማር ብባንኪ ዓለም ዝፀደቑ ፕሮጀክታት ሕውየት ዝጠመተ…
ስፓርት ሊቨርፑል ሎሚ መዓልቲ ብቦርንማውዝ ክፍተን ኢዩ Desta Feb 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቦርንማውዝ ምስ ሊቨርፑል ሰዓት 12 ዝገብርርዎ ግጥም ልዑል ቀልቢ ስሒቡ ኣሎ። ቦርንማውዝ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝገበሮም ፀወታታት፥ ንማንቸስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል፣ ቶተንሃም፣ ኒውካስልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተደርበዩልና ናይ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደርበዩልና ናዕ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና ክብሉ በተወረወሩብን የዕንቅፋት ድንጋዮች ኢትዮጵያን ገንብተንበታል ሲሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል…