ሃገራዊ ብልፅግና ጋህዲ ንምግባር ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትፅቢት ዝግበረሎም ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሕልሚ ጋህዲ ንኽኸውን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ባዕሎም ሃናፂ ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡…