ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብ ትሕዝቶታት ኣል ሸባብ መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዞባ ሸበሌ ኣብ ዝርከቡ ትሕዝቶታት ኣል ሸባብ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃሙ ሚኒስቴር ምክልኻል ሶማሊያ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር ምክልኻል ሶማሊያ ኣብዱልቃድር ሞሓመድ ከምዝበሉዎ÷ ሓይሊ ኣየራት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንሰዓታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ሱር ቦቆስ ለውጢ መፂኡ- ዶ/ር መቅደስ ዳባ Desta Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ጥዕና ሒደት ዓመታዊ መመሓየሺታት ኣወዳድባ ብምትግባር ሱር ቦቆስ ለውጢ ምምፃእ ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ቁልፊ ኣፈፃፅማ ሰትራቴጂክ ኣንፈታት ዝጥምት ዘተ ምስ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ ኣቲዩ፡፡ ኣባላት እቲ ጉጅ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቶም÷ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረባሕነት ኢንሹራንስ እንስሳት ሰበኽ ሳግም ክብ ምባል ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተረባሕነት ኢንሹራንስ እንስሳት ሰበኽ ሳግም ንምዕባይ ጠመተ ተዋሂቡዎ ክስራሕ ይግባእ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ ብሄራዊ ምምሕያሽ ፕሮጀክት እታዎት ኢኮኖሚ ምንካይን ሓቓፊን ስግኣት ሓደጋ ሰበኽ ሳግም እቲ ሚኒስቴር ጀማል ኣልዬ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ የካይድ ኣሎ Desta Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ጠመተ ዝገበረ ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ፍርቂ ዓመት የሳልጥ ኣሎ። እቲ ገምጋም፥ ኣብ ኩነታት ሃገራዊ ፖለቲካ፣ ህንፀት ጥንኩር ፓርቲ ንምዕዋትን ፓርቲን መንግስቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት እዚ በጀት ዓመት ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ቀንዲ ቀንዲ ኣጀንዳታት መንግስቲ ኣብ ምስራፅ ዕዉታት ስራሕቲ ከምተሰርሑ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት ዓውዲ ሚዲያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማኑፋክቸሪንግን ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢን ላዕለዋይ ሓላዊ ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያን ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት ሓዊሱ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ…
ቴክኖሎጂ ብሰብ ስራሕ ብልሒ(ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ) ዝተሓገዘ መጥባሕቲ ሕክምና… Desta Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ንፈለማ እዋን ብሰብ ሰራሕ ብልሒ (ኤ ኣይ) መጥባሕቲ ሕክምና ጎሮሮ ምክያዳ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ መጥባሕቲ ሕክምና ዝተኻየደ ኣብ ቻይና ግዝኣት ዥንያንግ እንትኸዉን፥ ኣብ ሓደ ዉልቀ ሰብ ተሓካሚ ጎሮሮ እዩ ተባሂሉ፡፡ እቲ መጥባሕቲ ሕክምና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንኣፍሪካ ግቡእ ቦታ ዘይሃበ ዓለም ውፅኢት ኣየምፅእን – ቻይና Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ኣሰላልፋ ሓይሊ ዓለም ግቡእ ቦታ ንኽህልዋ ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ቻይና ኣረጋጊፃ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ግቡእ ውክልና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ጋህዲ ምግባር ወሳኒ እዩ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ቴሌኮሙኒኬሽ ኣብ ቀጣና ኣፍሪካ ኢማኑኤል ምናሴ (ዶ/ር) ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሉ ጉዳያት ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ትግበራ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ሓጋዚ…