ስፓርት መበል 28 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 28 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፥ ኣትሌቲክስ ንኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ብምፍላጥ ልዑል ግደ ዘለዎን ልዕሊ ውድድር ከምዝኾነን ገሊፀን። መንግስቲ ነቲ ዓውዲ…
ስፓርት ኣብ ናይ ሎሚ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ቀልቢ ዝሰሓበ ኢዩ Desta Dec 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 17 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ናይ ሎሚ ፀወታ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ቀልቢ ዝሰሓበ ኢዩ። ኣብቲ ናይ ሎሚ መርሃ ግብሪ ብረይንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 22 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተበላሸወ በርበረ ተጓሒፉ Desta Dec 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምግብነት ክውዕል ተባሂሉ ዝውዛዕ ዝነበረ “ኣፍላቶክሲንን ዝተጠቕዐ 22 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተበላሸወ በርበረ ካብ ረብሓ ወፃእ ክኸውን ተገይሩ። እቲ ብር 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ በርበረ ብመሰረት ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ኢንጂነሪንግን ጁክሮቫን ስምምዕነት ቀረብ ማሽነሪታት ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ ከቲሞም Desta Dec 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕን ኩባኒያ ጁክሮቫ ቱርክን ስምምዕነት ቀረብ ማሽነሪታት ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎን ጀነራል ማናጀር ኩባኒያ ጁክሮቫ ቱርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ሓለፍቲ ምክልኻልን ፀፅታን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኪጋሊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልላዊ ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰላምና ድሕንነትን ንምሕላው "ናይ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ቆራፅነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ሓለፍቲ ምክልኻልን ፀፅታን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ርዋንዳ ኪጋሊ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሕሶት መረዳእታ መንነት ዘሰናድእ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኤጀንሲ ሲቪል ምዝገባን ኣገልግሎት ነባርነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናዳለወ ንሰባት እናሃበ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ፡፡ እቲ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ ናብቲ ኤጀንሲ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ዘበናዊነት እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዋደደ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ምስሊ፣ ዘበናዊነትን ናብራ ነበርቲን እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሐበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሸውዓተ ቃላያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 160 ሺሕ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲድ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምውፋር ስራሕ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ዝተፈላለያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ፡፡ እቲ በዓል ብኣተሓባባራይነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብኣሰናዳኣይነት ክልል…
ስፓርት አትሌት ድርቤ ካብ ፅገ ገብረሰላማን ሓጎስ ገብረህይወትን ብምቕፃል ኣብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ንምስታፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪማ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ መድረኽ ውድድር ውልቀ ኣብ ዝኾነ ትራክ ግራንድ ስላም ንምስታፍ ዘኽእል ስምምዕነት ኩንትራት ፈሪማ፡፡ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ብ1 ሺሕም 500 ሜትሮ ርሕቐት ብምውድዳር ትፍለጥ ኣትሌት ድርቤ ኣብ 2025 ኣብ ኣሜሪካ ኣብ…