ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ Desta Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጠቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ግዘ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መድላዋት ይኽበር ኣሎ። መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ፥ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፉ Desta Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጠቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፉ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ፡፡ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ወርሒ ጥቅምቲ ምስኣተወ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ትርከብ ሰኑይ ከምዝኽበር ይፍለጥ፡፡ መበል 17 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጎኒ ፖሊስ ፌደራል ብምዃን ኣድላዪ ሓገዝን ምትሕብባርን ክገብር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝኽእሎ ኩሉ ኣብ ጎኒ ፖሊስ ፌደራል ብምዃን ኣድላዪ ሓገዝን ምትሕብባርን ከምዝገብር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ላዕለዎት ክሳብ ወረዳ ዘለዉ ኣመራርሓ ስራሕቲ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዑይ ትውልዲ ንምህናፅ ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ምምሕዳር ከተማ ባሕር ዳር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንተተሓባቢርና ጥንኩር ዞባ ክንፈጥር ንኽእል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተተሓባቢርናን እንተተደጋጊፍናን ብሓባር ብምልማዕ ጥንኩር ዞባ ክንፈጥር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ተፈፃምነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ከባቢ ሰዓት 1:37 ኣብ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ስግግር ቴክኖሎጂን ኣደም ዓሊ እቲ ጉዳይ ኣመልቶም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ከባቢ ኣዋሽ ዝተወሰነ ጉድኣት ኣጋጢሙዎ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ከባቢ ኣዋሽ ዝተወሰነ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገለፀ፡፡ 15 ሜትር ንውሓት ዘለዎ እቲ ባቡር ሃዲድ ናብ መሬት ስለዝሰመጠን ዝተወሰኑ መእሰሪታት እቲ ሃዲድ ስለዝተቖራረፁን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ…
ቢዝነስ ኣብ መጓዓዚያ ባቡር ንዝበፅሕ ጉድኣት ዝኽፈል ካሕሳ ብሕጊ ጥራሕ ንክፍፀም ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጓዓዚያ ባቡር ንዝበፅሕ ጉድኣት ዝኽፈል ካሕሳ ብሕጊ ጥራሕ ንክፍፀም ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝተገበረ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ገሊፆም። ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ዕደና ወርቂ ይወስዱ ነይሮም ንዝበሎም 135 ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሒዙ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ዕደና ወርቂ ይወስዱ ነይሮም ንዝበሎም 135 ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ከፍለ ሰራዊት ማእከላዊ እዚ ኣብ ዝገበሮ መውፋር ብዘይሕጋዊ መገዲ ሃፍቲ ሃገር ይወስዱ ዝነበሩ ዝበሎም…