ንኣዲስ ኣበባ ማእኸል ቱሪዝም ጥዕና ዝገብሩ ህንፀት ሆስፒታላት ይሳለጡ ኣሎዉ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣዲስ ኣበባ ማእኸል ቱሪዝም ጥዕና ዝገብሩ ህንፀት ሆስፒታላት ይሳለጡ ኣሎዉ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ።
ከንቲባ ኣዳነች ንሕቶታት ህዝቢ ጭቡጥ ምላሽ ይህቡ ካብ መንጎ ዘለዉ ስራሕቲ ሓደ ዝኾነ ከይዲ ሀንፀት ሰለስተ ሓፈሻዊ…