ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንፃፍ ኣስፋልት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ- ሆቴል ሳይዛና- ኣብርሃ ካስትል ተጀሚሩ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ምንፃፍ መገዲ ኣስፋልት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ- ሆቴል ሳይዛና-ኣብርሃ ካስትል መቐለ ተጀሚሩ። ኣብቲ ምንፃፍ ኣስፋልት ዝተረኸቡ ኣካያዲ ስራሕ ኩባንያ ሱር ኮንስትራክሽን ኣይተ ዘንፉ ኣስፋው፥ ምስ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቅድሚ 6…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ እዋናዊ መርኣዪ ልምዓትን ምዕባለን ኢዩ ተባሂሉ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ እዋናዊ መርኣዪ ልምዓትን ምዕባለን ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ካቢኔ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ ገሊፆም። ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ምምሕዳር ፓርክ ሓድነትን ምምሕዳር ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 34 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ምእታው ጀሚሩ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንበዓል ልደትን ካልኦት በዓላትን ዝኸውን 34 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ምእታው ጀሚሩ። ትካል ልምዓት መንግስቲ ብዝኾነ ትካል ልምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ(ኢግልድ)ን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ንግዲን ዝዓደግዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኢኒሼቲቭ ብሩህነት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኢኒሼቲቭ ብሩህነት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ “ብሩህ ጉዕዞ” ብዝብል ስያመ ብደገፍ መንግስቲ ቻይና ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ፣ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ፣…
ቢዝነስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ዝተፈላለያ ከተማታት ትግራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዚያ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ዝተፈላለዪ ከተማታትን ወረዳታትን ክልል ትግራይ ብናይ ባዕሉ ትራስፖርት ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣብ ቀዳማይ ዙር ናብ ኩለን ክፍለ ከተማታት መቐለ ሓዊሱ ናብ ከተማ ውቕሮ፣ መኾኒ፣ ማይጨው፣ ኣኽሱም፣ ሽረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ንትልሚ ሉእላውነት ምግቢ ፍሉይ ስንቂ ኢዩ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ንትልሚ ሉእላውነት ምግቢ ፍሉይ ስንቂ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስነ ሰርዓት ምረቓ ፕሮጀክት መሰረተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቅድሚ ዓመት ናብ ጎዴ መፂአ ነይረ፤ ካብኡ ንደሓር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ዱለቻ ጎቦ ዶፋን ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣጋጢሙ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረባ መዓልታት ምንቅጥቃጥ መሬት ዝረኣየሎም ካብ ዝነበሩ ከባቢታት ሓደ ኣብ ዝኾነ ወረዳ ዱለቻ ጎቦ ዶፋን ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣጋጢሙ። ነዚ ስዒቡ ኣብ ነበርቲ እቲ ከባቢ ጉድኣት ንከይበፅሕ መርብራብ ይግበር ከምዘሎ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ጋቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዘካየድኡ ስምምዕነት ጠመተ ብምግባር ይላዘባ ኣለዋ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዘካየድኡ ስምምዕነት ጠመተ ብምግባር ይላዘባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌታቸው፥ ምስ ሶማሊያ ዝተኸተመ ስምምዕነት መሰረት ብምግባር ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝህነፅ ሙዚየምን ቤተ መፃሕፍትን ኣብ እዋኑ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ስራሕ ብዝኾነ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ሽይጣት ዝህነፅ ሙዚየምን ቤተ መፃሕፍትን ኣብ እዋኑ ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ህዝቢ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣድማሱ…