ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ኩባኒያታት ኢነርጂ እታ ሃገር ብሓዱሽ መገዲ ከምዝውደባ ዕላዊ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኩባኒያታት ኢነርጂ እታ ሃገር ብሓዱሽ መገዲ ከምዝውደባ ዕላዊ ገይሮም።
እቶም ፕረዚዳንት ነዚ ውሳነ ዕላዊ ዝገበሩ ሓለፍቲ ስራሕ እተን ኩባንያታት ብግዕዝይና ብምጥልቃዮም እቲ ዓውዲ ኢነርጂ ኣብ ፀገም ምጥሓሉ ድሕሪ…