ብሄራዊ ባንኪ ብዝተፈላለዩ መተግበሪታት ዝግበሩ መዘና ዲጂታል ዕድጊታት ብግዚያዊነት ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ክሪፕቶ ከረንሲ ሓዊሱ ፍቓድ ኣብ ዘይብሎም ዝተፈላለዩ መተግበሪታት ዝግበሩ መዘና ዲጂታል ዕድጊታት ብግዚያዊነት ኣጊዱ፡፡
እቲ ባንኪ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ÷ ብዝተዘርግሑ ማዕቐፋት ቁፅፅር መሰረት ብምግባር ብዝተገበረ…