ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ኢትዮጵያ ታንዛኒያ ከምዝተፈፀመ ተሓቢሩ። ሰላምን ፀፅታን፣ ኢኮኖሚ፣ ቱሪዝም፣ ግብርና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓቃቢ ሰላም ሶማሊያ ዝተዋፈረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ተዋሂቡ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልኡኽ ምዕቃብ ሽግግር ሰላም ኣፍሪካ(ኣትሚስ) ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ክብሪ ተዋሂቡ። እቲ ሰራዊት ሽልማት ሜዳሊያ ዝተውሃቦ ኣብ ሶማሊያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምፍጣር ብዝሰርሖ ዝነኣድ ስራሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣዛዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣስፋልት፥ ሱር ኮንስትራክሽን ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ ብመሰረት ዝኣሰሮ ዉዕል ዝህነፅ ዘሎ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ክካየድ ኢዩ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ካብ 12 ታሕሳስ ጀሚሩ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሃይማኖት ንሳም ሓድነትን ምክብባርን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ጉባኤ፥ ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል…
ስፓርት ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩክሬናዊ ተፃዋታይ ጋንታ ቼልሲ ሚካዬሎ ሙድሪክ ብግዚያዊነት ካብ ዓለም ለኸ ውድድራት ኩዕሾ እግሪ ከምዝተኣገደ ተረጋጊፁ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ዘይተፈቐደ መበረታትዒ ቅመም ተጠቒሙ ኢዩ ብዝብል ምርመራ እናተገበረሉ ብምዃኑ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ኣንካራ ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ሕውነትን ሓበራዊ ምክብባርን ብምድራኽ ዝተኸተመ ስምምዕነት ኣንካራ ንሰላምን ምዕባለን ቀጣና ቀርኒ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ተንታኒ ዓለም ለኸ ጉዳያት፣ ኣማኻሪ መራኸብቲ ሓፋሽን ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካን መኪ ኤልሞግራቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ 6 ሺሕን 200 ግራም ወርቂ ዘዘዋውሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ 6 ሺሕን 200 ግራም ወርቂ ዘዘዋውሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣኽሱም ኣብ ዝጓዓዝ ተሽከርካሪ ውሽጣዊ ክፍሊ እቲ ወርቂ ብምሕባእ ንምሕላፍ እንትፍትኑ ኣባላት ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ወሳኒ መሓዛ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ወሳኒ መሓዛ ልምዓትን ሰላምን ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። በቶም ሚኒስትር ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ተወከልቲን ኣባል ሃገራት ሕብረት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓላፊ ሓለዋ ኑክሌር ሩሲያን ሓጋዚኦምን ብዝተቐባበለ ፈንጂ ህይወቶም ሓሊፉ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፊ ሓለዋ ኑክሌር፣ ራዲዮሽንን ኬሚካልን ሩሲያ ሌተናንት ጀነራል ኢጎር ኪሪሎቭን ሓጋዚኦምን ብዝተቐባበለ ፈንጂ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቶም ሓለፍቲ፥ ኣብ መስኮ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛኦም ጥቓ ኣብ ዘሎ ስኩተር ብዝተቐባበለ ፈንጂ ምሟቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብምምርማር ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 11 ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ እቲ ኣዋጅ ኣፅዲቑዎ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣባላት እቲ ባይቶ…