ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንታት ብምዃን ንዝተመረፁን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን፡፡
እተን ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽተን ዳግም ፕሬዚዳንት ፓርቲ…