ፈረሰኛታት ኣገው ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግደኦም እናተፃወቱ ይርከቡ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረሰኛታት ኣገው ኣሰር ኣቦታቶም ብምኽታል ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግቡእ ግደ እናተፃወቱ ይርከቡ” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
ም/”/ሚ ተመስገን መበል 85 ምስረታ በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ምኽንያት ብምግባር…