ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ስምምዕነት ኣንካራ ከምዝድግፍ ገሊፁ Desta Dec 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢጋድ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ኣንካራ ከምዝድግፍ ገሊፁ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብኣደራዳሪነት ቱርኪ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፥ መዐቀኒ ንዘማልኡ ኣካላት ብዘይኣፈላላይ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ Desta Dec 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፥ መዐቀኒ ንዘማልኡ ኣካላት ብዘይኣፈላላይ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ። ኢትዮጵያ ካብ 26 ሃገራት ከለላን ሓለዋን ደሊዮም ንዝመፅኡ ልዕለዒ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ሓለዋን ከለላን ትህብ ከምዘላ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ስርዓት ማሕበራዊ ሓለዋ ንምጥንኻር ደገፍን ምትሕብባርን ከምእትገብር ገሊፃ Desta Dec 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጀርመን ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮን መናእሰይን ንምርግጋፅ ዝዓለመ ስርዓት ማሕበራዊ ሓለዋ ንምጥንኻር ደገፍን ምትሕብባርን ከምእትገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)ን ልኡኸንን ምስ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ሓዱሽ ኣወዳድባ ጣቢያታት ልምዓት ተበፃሒ ንምግባር ዓቕሚ ዝፈጥር ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Dec 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ሓዱሽ ኣወዳድባ ጣቢያታት መርሃ ግብሪታት ልምዓት ተበፃሒ ንምግባር ዓቕሚ ዝፈጥር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር) ዝተምርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ኢሉባቦር ወረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸላት ዕዳጋ ሓሙስን መቐለን ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰቦም ተሓዊሶም Desta Dec 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸላት ዕዳጋ ሓሙስን መቐለን ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰቦም ከምዝተሓወሱ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሸን ኣብ ክልል ትግራይ ይገብሮ ብዘሎ ኣተገባብራ እግሪ ምትካል፣ ዘጋጠሙ ፀገማትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድርድር ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብዓወት ተዛዚሙ Desta Dec 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕሬዚዳንት ቱርክ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ኣደራዳሪነት ኣብ ኣንካራ ዝተኻየደ ድርድር ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብዓወት ተዛዚሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ህዝብታት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብቛንቋ፣ ባህሊን ደምን ዝተዛመዱ ምዃኖም ገሊፆም።…
ስፓርት ስዑድ ዓረብ ፅዋዕ ዓለም 2034 ንኽተሰናድእ ተሓሪያ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስዑድ ዓረብ ፅዋዕ ዓለም 2034 ንኽተሰናድእ ከምዝተሓረየት ላዕለዋይ ሓላዊ ዓለም ለኸ ማሐበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ፅዋዕ ዓለም 2030 ሰሜን ኣፍሪካዊት ሞሮኮ፣ ስፔንን ፖርቹጋልን ብሓባር ከምዘሰናድአኦ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሩ ናብ ቱርኪ ኣንካራ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡ ኣብቲ እዋን ድማ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሓዊሱ…
ዝንቕ ፋና ካብ ሓደ ተሓካሚ ብሕክምና መጥባሕቲ ልዕሊ 110 ሓፂነ መፂን ምውፃእ ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ኣለርት ካብ ሓደ ወዲ 46 ዓመት ተሓካሚ ብሕክምና መጥባሕቲ ልዕሊ 110 ሓፂነ መፂን ምውፃእ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ፡፡ ልዕሊ ሰለስተ ሰዓታት ኣብ ዝወሰደ ሕክምና መጥባሕቲ መዓንጣ፤ ካብቲ ተሓካሚ ሓደ ቁልፊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ዝህቦ ምቹው ኣገልግሎት ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 (ET-BAX) ኣውሮፕላን እቲ መገዲ ኣየር ንዓማዊል እናሃቦ ዝርከብ ምቹውን ዘበናዊን ኣገልግሎት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን መሪሕ መገዲ…