Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ክልል ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ዑደት ስራሕቲ…

ድሕንነቱ ዝተሓለወ ትራንስፖርት ነፈርቲ ንክህሉ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ክንሰርሕ ኢና-ኣለሙ ስሜ(ዲ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ድሕንነቱ ዝተሓለወ ትራንስፖርት ነፈርቲ ንክህሉ ምት ዓለም ለኸ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዲ/ር) ገሊፆም። መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ዓለም ለኸ ትካል ስቪል ኣቬሽንን በዓል መዚ ስቪል…

ፓርቲ ብልፅግና ጠንካራ ትካላዊ ኣወዳድባ ንምፍጣር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ዕዮ ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ልኡኹ ንምውፃእ ዘኽእሎ ጠንካራ ትካላዊ ኣወዳድባ ንምፍጣር ምሰርሑ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ዕዮ “ካብ ታሕሳስ ክሳብ ታሕሳስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብቲ ዓመት ዝተሰርሑ…

ምድላው ድርድር ንግዲ ዓለም ኣብ ጄኔቫ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ላዕለለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኣብ ጄኔቫ  ምድላው ድርድር ንግዲ ዓለም ይርከቡ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ተካይዶ 5ይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ዕዉት ንምግባር ምስ ተደራደርቲ ንግዲ ኣሜሪካ፣ እንግሊዝ፣ ካናዳ፣ ኒውዚላንድን ሕህብረት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተወደቡ ገበናት ዘረፋታትን ስርቂን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባኣን ዘላቒ ሰላም…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ መንደር ፅሬት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝተፈላለዩ ትካላት መሰረተ ልምዓት ፅሬት ኣብ ዝርከብሉ መንደር ፅሬት ዑደት ኣካይዶም።   ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ መንደር ኣብ ዝርከቡ ትካላት ዓውዲ ጥዕና፣ ኮንስትራክሽን፣ ውፅኢት ግብርና፣ ዓውዲ ምግብን…

ፕሮጀክታት መስኖ ኣብ ዝተቐመጠሎም ስርዓት ኣሰራርሓ መሰረት ጥራሕ ንኽቕፅሉ ይስራሕ ኣሎ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝጅመሩ ኩሎም ፕሮጀክታት መስኖ ብዝተቐመጠሎም ስታንዳርድን ስርዓት ኣሰራርሓን መሰረት ብምግባር ጥራሕ ንኽቕፅሉ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት…

ኣብ ጥቓ መስመር ኤሌክትሪክ ዝርከቡ ኣእዋም ናይ ምቑራፅ ስራሕ ምቁርራፅ ሓይሊ ንምካይ ዝግበር ፃዕሪ ሓደ ኣካል ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መስመር ኤሌክትሪክ ኣብ ሰለስተ ሜትሮ ርሕቐት ዝርከቡ ኣእዋም ናይ ምቑራፅ ስራሕ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምካይ ዝግበር ፃዕሪ ሓደ ኣካል ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ሓይሊ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ…

ኣብ ረቀቕቲ ሕጊታት ሽግግር ፍትሒ ጠመተ ዝገበረ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ንምትግባር ኣብ ዝተሰናድኡ ረቀቕቲ ማዕቐፋት ሕጊ ጠመተ ብምግባር ዘዳለዎ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ፕሮጀክታት ህንፀት መስኖ ዝረኣዩ ፀገማት ብሕብረተሰ ቅርታ ከምዝፈጠሩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓበይቲ ህንፀት ፕሮጀክታት መስኖ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ሕብረተሰብ ቅርታ እናፈጠሩ ከምዝኾኑ ኣባላት ባይ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም፡፡ 6ይ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ…