Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞሮኮ እትርከብ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ መቐለ 70 እንደርታ ሎሚ ፈላማይ ፀወትኣ ክተካይድ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 45 ሻምፕዮንስ ሊግ ጋንታታት ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ 2024 ንምስታፍ ኣብ ሞሮኮ ትርከብ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ መቐለ 70 እንደርታ ሎሚ መዓንቲ ፈላማይ ፀወትኣ ክተካይድ እያ። 16 ጋንታታት ኩዕሶ ኢድ ኣብ ዝሳተፋሉ ኣህጉራዊ ውድድር ኣብ ምድብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ብሽክለታ ኣፍሪካ  መበል ሳልሳይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ኤልዶሬት ይካየድ ኣብ ዘሎ  ሻምፒዮና ብሽክለታ ኣፍሪካ መበል ሳልሳይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ። እቲ ውድድር ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ኣብ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሽልማት ዝበለፃ ኣመራርሓ ስማርት ሲቲ ሴኡል 2024 ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዓዋቲትት ኣብ ደቡብ ኮርያ ዝተኻየደ ሽልማት ዝበለፀ ኣመራርሓ ስማርት ሲቲ ሴኡል 2024 ኮይነን። ከንቲባ ኣዳነች ብብርኪ ዓለም  ካብ መንጎ 72 ሃገራትን 115  ምምሕዳር መዘና ከተማታትን ብጎስጓስ…

ቡን ዋልታ ኢኮኖሚና ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)"ቡን ዋልታ ኢኮኖሚና ኢዩ። ኣብ ልምዓት ቡን  ዘርኣናዮ ስጉምቲ ዕብየት እዚ ዘንፀባረቐ ኢዩ። ኣዝዩ ዝነኣድ ዝኸወን 1 ሚሊየን ቶን ቡን ናይ ምፍራይ ሸቶና ወቒዕና ኢና። ናይ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ተረባሕነት ቡን ብዘለዎ መገዲ ምዕባለ ኣርኢና ኢና።…

ልዕሊ 1 ሺሕ ሓረስቶት ኣፍረይቲ ቡን ፍሪያቶም ናብ ወፃኢ ሰደድ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ሺሕ ሓረስቶት ኣፍረይቲ ቡን ፍቓድ ብምውፃእ ፍሪያቶም ናብ ወፃኢ ብቐጥታ ሰደድ ይገብሩ ኣለዉ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ገሊፆም። ሃገራዊ ኤግዚብሽንን መድረኽ ኣፍልጦን ቡን “ቡናና ንምዕባለና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኢትዮጵያን ሞሮኮን ብባህሊ፣ ታሪክን ሃይማኖትን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሞሮኮን ብባህሊ፣ ታሪክን ሃይማኖትን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ብኣተሓባባርነት ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ሞሮኮ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ መግባር ዘሎ ልኡኽ ኢትዮጵያ፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኢንዶውመንትን ሃይማኖትን ሞሮኮ ኣሕመድ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስምምዕነት ደገፍ ፕሮጀከት 10 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣነዊ ዘምድናን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፕሮጀከት 10 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ተወዳዳሪነት ውፅኢታት ፍሪያት ግብርናን ዝተቐነባበሩ ፍሪያት ግብርናን  ክብ ንምባል…

ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ካብ 5 ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ካብ 5 ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ከብል ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፥ እቲ ጉባኤ “ኣፍሪካ፤ ኣብ ጠንካራ ሓድነት፣ ንኩለ መዳይ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6 ረቀቕቲ ኣዋጃት ንቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6 ረቀቕቲ ኣዋጃት ብዝርዝር ንምርኣይ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝመርሖም ረቀቕቲ ኣዋጃት፥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክታን ናይ ኢትዮጵያ ናይ ህንፃ ረቀቕቲ ኣዋጃት ይርከብዎም። ብተወሳኺ ኣገለግሎት ኣቕራቢ…

ኣብ ሊባኖስ ዘለዉ ዜጋታት ደሕንነቶም ኣብ ሓደጋ ንከይወድቕ ቀዳምነት ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ዘለዉ ዜጋታት ደሕንነቶም ኣብ ሓደጋ ንከይወድቕ ቀዳምነት ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሊባኖስ ዘሎ ቅልውላው…