ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ከባቢ ምህናፅ ንዓወት ዲጂታል ኢትዮጵያ ወሳኒ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ከባቢ ምህናፅን ስግኣታት ሳይበር ምክልኻልን ንዓወት ዲጂታል ኢትዮጵያ ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ኣብ ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያን እንፋተን ጠመተ ዝገበረ ኤግዚብሽንን…