ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ። እተን ሚኒስትር ኣብ መበል ሓምሻይ ዓመት ሻውዓ ስሩዕ ኣኼባ ባህቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተን ልዝብን ንሃገራዊ ሓድነት… Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘተን ልዝብን ፀገማት ምፍታሕ ንሓድነት ዜጋታትን ንምዕባለ ሃገርን ልዑል ግደ ይፃወት ኢሎም ምሁራን ሕጊን ማሕበረሰብ ሳይንስን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተመራማሪ ሕጊን ፖለቲካ ሳይንስን ኣለማየሁ ገብረማሪያም (ፕ/ር)ን…
ስፓርት ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሰንደርላንድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ክጋጠሙ ኢዮም። ኣብቲ ሊግ መበል ካልኣይ ደረጃ ዘሎ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሃገር ዝውስን ኢዩ – ተስፋዬ በልጂጌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጂጌ (ዶ/ር)ሕቶ ዋንነት ኣፍ ደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሃገር ዝውስንን ኩሉ ብሓባር ፀኒዑ ጠጠው ዝብለሉን ኣጀንዳ ብሄራዊ ረብሓ ኢዩ ኢሎም። ሕቶ በሪ ባሕሪ ናይ ወደብ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ሓሳብ ብተግባር ዝገለፀ ስምምዕነት Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህዝባዊ ትካል ኣምሓራ ፋኖን (ኣፋህድ) ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ናይ ምሃብ ኣጀንዳ ዘጠናኽር ኢዩ ኢሎም ምሁራን ፖለቲካ ሳይንስ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ መምህርን ተመራማሪን ፖለቲካል…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ መብፅሒት ቱሪዝም ቡን ምዃና ንምርኣይ ዝዓለመ መርሃ ግብሪ… Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ቱሪዝም ቡን ብዝምልከት ንሸብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ነርሃ ግብሪ መዕበዪ ግንዛበ እናካየደ ይርከብ። እቲ መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዓረቢካ ቡን ዝርከበላ ሃገር ከምዝኾነት ብምጉላህን ቡን ምስ ባህሊ ኢትዮጵያውያን ዘለዎ ልዑል ምትእስሳር…
ስፓርት ማርቲን ኦዴጋርድ… Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ናይ ምስላፍ ዕድል ተኸሊኡ ኣብ ኣርሰናል መን ምዃኑ ኩሉ ክርኢ ብምግባር ወሳኒ ተፃዋቲ ክኸውን ዝኸኣለ ኮኸብ ኢዩ ማርቲን ኦዴጋርድ፡፡ ኣብ ሃገሩ ኖርዌይ 4ይ ብርኪ ውድድር ኣብ ትፃወት ጋንታ ህይወት ኩዕሾ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ንምዕዋት… Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ምቅልጣፍ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ንምዕዋት ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ኢለን ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት፡፡ እተን ዋና ዳይሬክተር ከምዝበለኦ÷ ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓረስቶት ዝጀመርዎ ስራሕ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይተርፍ ምዃኑ ዘርእይ ኢዩ – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ Desta Dec 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ብምስሳን ናብረኦን ንምቕያር ሓረስቶት ዝጀመርዎ ስራሕ ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘይተርፍ ምዃኑ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ። እቶም ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከባቢ ሃዋሳ ብሓረስቶት ዝካየዱ ዘለዉ መንቅስቓሳት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ፌደራል ብሓባር ንምስራሕ…