ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቀሊል መንቀሳቓሲ ገንዘብ ክሳብ ዋና ሞተር ኢኮኖሚ – ቴሌ ብር Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴሌብር ኣብ ታሪኽ ዲጂታል ፋይናንስ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ እናፀሓፈ ይርከብ። እቲ መተግበሪ ቀሊል ናይ ሞባይል ገንዘብ መንቀሳቐሲ ወይ ሞባይል ዋሌት ኮይኑ ዝጀመሮ ጉዕዞ ብምስፋሕ ሎሚ ምሉእ ዝኾነ ስነ ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ክኸውን ክኢሉ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ለውጢ ዘበን ኣንፈት ትውልዲን ሃገርን ዝተወሰነሉ መሰረት ዝላ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ለውጢ ዘበን ኣንፈት ትውልዲን ሃገርን ዝተወሰነሉ መሰረት ዝላ እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምኽባር መዓልቲ ዝላ ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ልመናን ፅግዕተኛነትን ዝተናገፈ ታሪኻዊ ጉዕዞና ሓቀኛ ሉኣላዊነት ነረጋገፅ ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ልመናን ፅግዕተኛነትን ዝተናገፈ ሓዱሽን ታሪኻዊን ጉዕዞና ሓቀኛ ሉኣላዊነት እናረጋገፅና ንርከብ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ዝላ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ እቲ ቤት ምኽሪ ውፅኢታዊ ዝኾኑ ብሙሉእ ስራሕተኛ ሓበራዊ ፃዕሪ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ mizan mekonen Sep 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 30፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ስራሕቲ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዕዉታትን ውፅኢታዊ ክኾኑ ዝኸኣሉ ብምትሕብባርን ብፃዕርን ኩሎም ሰራሕተኛታት እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ኣብ 2018 ዓ.ም ኣብ ስራሕቶም ዝለዓለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናይ እንዃዕ ደስ በለክን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Sep 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናይ እንዃዕ ደስ በለክን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፣ ምምሕዳር ቀዳማይ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ውድድር ተዓዊቶም mizan mekonen Sep 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 30፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቤልጂየም ከተማ ብራስልስ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 2026 ዳይመንድ ሊግ ብ ደቂ ኣንስትዮ 5 ሽሕ ሜትሮ ፍፃሜ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ኣመዝጊበን። ብደቂ ኣንስትዮ 5 ሽሕ ሜትሮ ውድድር ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ነቲ ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ንኣፍሪካ ስግግር ኢኮኖሚ ሓድሽ ዕድል ሒዙ መፂኡ – ኣምባሳደር ነቢዩ ተድላ mizan mekonen Sep 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 29፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሪክስ ንኣፍሪካ ስግግር ኢኮኖሚ ሓድሽ ዕድል ሒዙ መፂኡ ኢሎም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ነቢዩ ተድላ፡፡ እቶም ኣምባሳደር ማዕኸን ህንዲ ዲዲ ኢንዲያ መርበብ ዜና ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፥ ብሪክስ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ዕብየት ምስ ዝርከባ ኣባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ዘቃልል ዲጂታል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓማዊል ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉዎ ቦታ ኮይኖም ኣገልግሎት እቲ ትካል ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክረኽቡ ዘኽእሎም ሓዱሽ ዲጂታል መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣብዱልበር ሸምሱ (ኢ/ር) ኣብቲ እዋን ከም…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝኽበሩ በዓላት ዝኸውን እኹል ፍርያት ብተመጣጣኒ ዋጋ ይቐርብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንበዓላት ሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም፣ መስቀልን ኢሬቻን ዝኸውን እኹል ጠለብ ፍርያት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንነበርቲ እታ ከተማ እናቐረበ ይርከብ ኢሉ ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ኣዲስ ኣበባ። ዋና ኮሚሽነር ሽታዬ መሓመድ ኣብ ዝሃብኦ መግለፂ፤ መፅናዕቲ ዕዳጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃን ኢትዮጵያ ካብ ናይሮቢ ክሳብ ጁባ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብርሃን ምብራቕ ኣፍሪካ እዩ። ከም ሓበሬታ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ኢትዮጵያ 9 ነጥቢ 73 ጊጋ ዋት ሓይሊ ኣፈልፊላ እያ። ንጎረባብቲ ሃገራት ዝተረኸበ ካብ መሸጣ ኤሌክትሪክ ኣታዊ ድማ…