በዓል ገዳም ደብረ ዳሞ ብድምቀት ንምኽባር አሰናዳኢት ኮሚቴ ተጣይሹ እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር ወረዳ ጉሎመኸዳ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በቢዓመቱ 14 ጥቅምቲ ዝኽበር በዓል ገዳም ደብረ ዳሞ ብድምቀት ንምኽባር ኮሚቴ ፀጥታ፣ ሎጂስቲክስን ምልዕዓልን ኣብ ሰለስተ ዓብዪ መሰናደዊ ኮሚቴ ተጣይሹ ይስራሕ ከምዘሎ ምምሕዳር ወረዳ ጉሎመኸዳ ሓቢሩ።
እቲ ምምሕዳር ኣብ ኩለመዳይ ኣከባብራ እቲ…