ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምትራፍ ኣብ ወለዶ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዕዝይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምትራፍ ኣቐዲምካ ኣብ ወለዶ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ መበል 21 መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና "ስነ ምግባራዊ ትውልዲ ንኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብፓናል ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኸበረ ይርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየር ወለድ ጥሙር ጅግንነት ዝሓትት ዝዓዘዘ ወታደራዊ ሞያ ኢዩ – ብ/ጄ ከማል ኤቢሶ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ ቢሾፍቱ ብቑዕ ኣየር ወለዳት ኣብ ምፍራይ ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ እናተዋፀአ ይርከብ ክብሉ ምክትል ኣዛዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብርጋዲየር ጄኔራል ከማል ኤቢሶ ተዛሪቦም፡፡ ብ/ጄ ከማል ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ…
Uncategorized ምስ ባዕዲ ነገር ተፀምቢሩ ናብ ሕብረተሰብ ክከፋፈል ዝነበረ በርበረ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣአበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተበላሸወን ባዕዲ ነገር ተሓዊሱዎን ናብ ሕብረተሰቡ ክከፋፈል ዝነበረ በርበረ ከምዝተትጋዘ ተገሊፁ፡፡ እቲ በርበረ ዝተትሓዘ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ 7 ከባቢ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ-ክርስቲያን ዝርከብ መኽዚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኒካል ኮሚቴ ትራንስፖርትን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ረቀቕ ስትራቴጂታት ኣፅዲቑ Desta Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኒካል ኮሚቴ ትራንስፖርትን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ ትራንስፖርትን ኢነርጂን እዛ ኣህጉር ንምምሕያሽ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ረቀቕ ስትራቴጂታት ኣፅዲቑ። እቲ ኮሚቴ መበል ሳልሳይ ኣኼባ ሚኒስትራት ብኢንተርኔት ኣካይዱ። ኣካቢ እቲ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‹‹ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓመተ ምህረት ፍሪያት ስርናይ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡ? Desta Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓመተ ምህረት ፍሪያት ስርናይ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡ? ንኡስ ተሓራሲ መሬት ዘለዎም ሓረስቶት 3.6 ሚሊየን ሄክታር ብምሕራስ 123 ሚሊየን ኩንታል እንተፍሪዩ ብመስኖ ካብ ዝተሓረሰ 2.9 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካርታ ትሕዝቶ መሬት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ሰነዳት እናሰናደአ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክ/ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብዝተሰርሐ ሃንደበታዊ ኦፕሬሽን ካርታ ትሕዝቶ መሬት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ሰነዳት እናሰናደአ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡ ኣብ ክ/ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ሓዊሱ ኣብ መላእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣሊያን ልውውጥ ልምዲ ምርመራ ፎረንሲክ ንምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተዘቲዩ Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኦግስቲኖ ፖሌሲ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ትካል ፖሊስ ጣሊያን ዝኾነ ካራቢነሪ ኮርፕስን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ምዕባለ ዝነኣድ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ፑቲን Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ምዕባለ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መበል 15 ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣፍሪካን ሩሲያን ብዛዕባ ዘለወን ፅኑዕ ርክብ መብርሂ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል 19 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ እቲ በዓል ሎሚ ኣብ ዝኽረ ዓወት ዓድዋ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣዳራሽ “ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ናብ ልዕልና ዘሸጋግሩ ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናይ ምፍራይ ፃዕሪና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ናብ ልዕልና ዘሸጋግሩ ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናይ ምፍራይ ፃዕሪና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ…