ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ፍትሒ መሰረታዊ ዝበሃሉ ለውጥታት ተኻይዶም ኢዮም-ወ/ሮ ሃና ኣርዓያ ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ፍትሒ መሰረታዊ ዝበሃሉ ለውጥታት ብምክያድ ብዙሓት ዓወታት ምምዝጋቦም ሚኒስትር ፍትሒ ወ/ሮ ሃና ኣርዓያ ስላሴ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብቶም ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ዓውዲ ፍትሒ ዝተኻየዱ ተግባራት ዝጠመተ መብርሂ ሂበን።…