ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ Desta Aug 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሞያውያን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራት በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ክብርታትን ረብሓታትን ደቂ ኣንስትዮ ንምሕያል ዝዓለመ ፓነል ምይይጥ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታቱ ብዝሓለወ መገዲ ኣዋልድ ብናፅነት ዘኽብረኦ በዓል ኣሸንዳን ማርያን ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ብምስንዳእ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ስፓርት ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ክዕወት ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ Desta Aug 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ኒውዮርክ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ክዕወት ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣትሌት ታምራት ኣብ 2023 ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ኒውዮርክ ክብረ ወሰን ብብሕያሽ ምዕዋቱ ይዝከር። ኣብቲ ውድድር ሐዚ አወን ሓዱሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን የመንን ክልቲኣዊ ምትሕብባር ንምብራኽ ተስማዕሚዐን Desta Aug 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን የመንን ታሪካዊ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ንምብራኽ ተስማዕሚዐን። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር፣ ኢራንን የመንን ፈይሰል ኣልይ ምስ ኣቦ መንበር ፕሬዚደንታዊ ቤት ምኽሪ ራሽድ ሙሐመድ አል-አሊሚ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝህሊ ተገሊፁ Desta Aug 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግድብ ተከዘ ዝኣቲ ማይ ኣብ ከይዲ ምትንፋስ ዘለዉ ዩኒታት እቲ ጣቢያ ስራሕ ደው ብምባሎም ምኽኒያት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝህሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብቲ ግድብ ማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሌማዊ ለውጢ ብትኽክል ናይ እማት ዓቕሚ ካብ እዋን ናብ እዋን ከብ እናበለ ምምፅኡ ተገሊፁ Desta Aug 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ብትኽክል ናይ እማት ዓቕሚ ካብ እዋን ናብ እዋን ከብ እናበለ ምምፅኡ ኢንስቲቱዩት ሜትዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲቱዩት ፈጠነ ተሾመ፥ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ዓቕሚ ዘለዎም ጣቢያታት መአከቢ እማተ ክሌማዊ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ዝገብሮ ምድላው ዛዚሙ Desta Aug 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ዝገብሮ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ መትከሊ ቦታ፣ ኳዕቲ ጉድጓድ፣ ዓይነት ፈልስን መጠንን ምዝዛሙ ተሓቢሩ። ኣብቲ ዕለት ፈልስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ትካላት እምነት ሃገራት ጉጅለ 20 ይሳተፍ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ፎረም ትካላት እምነት ሃገራት ጉጅለ 20 ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ብራዚል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ዘተ÷ ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ቸናይ ዝገብሮ በረራ ኣዕብዩ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 7 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ናብ ህንዳዊት ከተማ ቸናይ ዝገብሮ በረራ ከምዘዕበየ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ቸናይ ዝገብሮ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ መዓልቲ በረራ ምግባር ከምዝጅምር ሓበሬታ እቲ መገዲ ኣየር የመላኽት፡፡
ቢዝነስ ግደ ዲያስፖራ ኣብ ምስፋሕ ኢንቨስትመንት ትግራይን ዕድላቱን ዝዝቲ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ዲያስፖራ ኣብ ምስፋሕ ኢንቨስትመንት ክልል ትግራይን ዕድላቱን ዝዝቲ ዋዕላ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘሰናደኦ ኢዩ ተባሂሉ። ኣሸንዳ 2016 ዓ/ም ምኽንያት…