ዋጋ ሸርፊ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ዓዲታት ብዕዳጋ ንክውሰን ምግባሩ ወሳኒ ሪፎርም ኢዩ-ኣይተ ኣቤ ሳኖ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋጋ ሸርፊ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ዓዲታት ብዕዳጋ ንክውሰንን ብስርዓት ንክምራሕን ምግባሩ ወሳኒ ሪፎርም ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም።
“ዋጋ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ብዕዳጋ ንክውሰን ምግባሩ ዘለዎ ኢኮኖሚያዊ…