ኣብ ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ዝገበርናዮ ስራሕቲ ሪፎርም ኢትዮጵያ ዝምጥንን ዘበን ተሻጋሪን ትካላት ንምህናፅ ጠንካራ መሰረት ዘንበረ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ዝገበርናዮ ስራሕቲ ሪፎርም ኢትዮጵያ ዝምጥንን ዘበን ተሻጋሪን ትካላት ንምህናፅ ጠንካራ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…