ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ማይ፣ መብራህቲ ወዘተ ዝተሃነፅሉ…