ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፈታኒ ኩነታት ዘዕግብ ዓወታት ዲፕሎማሲ ምምዝጋቦም ተገሊፁ Desta Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፈታኒ ኩነታት ዘዕግብ ዓወታት ዲፕሎማሲ ምምዝጋቦም ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ገሊፆም። ኣምባሳደር ነብያት ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብ ርክብ ወፃኢ ዝተሰርሑ ስራሕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንክታት ኢንቨስትመንት ናብ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋይ ንምፅንባር ዘድሊየን ምድላዋት ይዛዝማ ኣለዋ Desta Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዙሓት ባንክታት ኢንቨስትመንት ናብ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋይ ንምፅንባር ዘድሊየን ምድላዋት ይዛዝማ ከምዘለዋ ተገሊፁ። እቲ መዋእለ ንዋይ ኢንቨስት እንገብረሎም ሰነዳት ወይ ኢንቨስትመንታት ከም በዓል ዋና እነረጋግፀሉ ዕዳጋ ሰነዳት ዕዳ ሰነደ መዋእለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ዝኽበረሉ ጃን ሜዳ ኣፅርዮም Desta Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በዓል ጥምቀት ታቦት ዝሓድረሉ ጃን ሜዳ ከምዘፅረዩ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ፅርየት፥ ለዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ፣ ስድራ ስፖርት፣ ተወከልቲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖትን ነበርቲ…
ቢዝነስ ምስ ጣሊያን ዝተኸተመ ስምምዕነት ህንፀት መሰረተ ልምዓት ክእለት ንምትግባር ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ Desta Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ መነግስቲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ዝተኸተመ ስምምዕነት ህንፀት መሰረተ ልምዓት ክእለት ንምትግባር ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፋሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ስምምዕነት ናብ ተግባር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሎስ አንጀለስ ተወሳኺ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከጋጥማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎስ ኣንጀለስ ካብ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ጀምሮ ከቢድ ንፋስ ከምዝህሉ ሓበሬታ ትንበያ ምውፅኡ ስዒቡ ተወሳኺ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከጋጥማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ፡፡ ትንበያታት ለውጢ ኣየር ከምዘመላኸቱዎ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ክልል ሎስ ኣንጀለስ ካብ ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ርክበን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምዕባይ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ብትኹረት ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣዘርባጃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 721 ሺሕ ፓስፖርት ተሓቲሙ ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት 16 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ገቢ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ኣብ ዝሓፉ 6 ኣዋርሕ 10 ቢሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕ 206 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ልዕሊ 206 ሺሕ ሜትክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወደብ ጅቡቲ ተጓዓዒዙ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጰያ ኣፍሊጡ። ክሳብ ሎሚ መዓልቲ 7 ጥሪ 2017 ዓ.ም ዘሎ ከይዲ ስራሕ ምጉዕዓዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ስራሕቲ ሕድሳት ፋሲለደስን ልምዓት ኮሪደርን ኣዚዩ ዝበረታታዕ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ ሕድሳት ፋሲለደስን ልምዓት ኮሪደር ዕቤቶም ኣዚዩ ዝበረታታዕ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ጎንደር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፈንታሌ ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ዝርከብ ምንቅጥቃጥ መሬት ንነበርቲ ኣብ ስግኣት ከምዘውደቐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ፈንታሌ ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ብዝርከብ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ከባ ጎቦ ፋንታሌ ዝርከቡ ነበርቲ ኣብ ስግኣት ከምዘውደቐ ተሓቢሩ፡፡ ኮሙኒኬሽን ወረዳ ፈንታሌ ከምዝበሎ እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ ጉድኣት…