ቢዝነስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ ተካእቲ ፍርያታት 800 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣብ በጀት ዓመት 2016 ካብ ተካእቲ ፍርያታት 800 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ቢሮ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣሕመድ እድሪስ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ብሰብ ሃፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ኢኮኖሚስት ፋኦ ዘቲዮም Desta Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ኢኮኖሚስት ትካል ምግብን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ማክሲሞ ቶሬሮ(ዶክተር) ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መደንፍዒ ክእለትን ነገዋ ስልጠነአን እናተኸታተላ ዝፀንሓ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ተመሪቐን Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መደንፍዒ ክእለትን ነገዋ ስልጠነአን እናተኸታተላ ዝፀንሓ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተመረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያአን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃረማያ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ደገሃቡር፣ ፊቅን ከባቢታትን ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ናብ ኣገልግሎት ተመሊሱ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃረማያ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ደገሃቡር፣ ፊቅን ከባቢታትን ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ናብ ኣገልግሎት ከምዝተመለሰ ተገሊፁ። ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዘመሓድሮ በዓል 132 ኪሎ ቮልት ልዑል ሓይሊ ተሸካሚ መስመር ብዘጋጠመ ብልሽት ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ተወዳደርቲ ንኽኾኑ ዝሃቦ ትኹረት ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ተወዳደርቲ ንኽኾኑ ዝሃቦ ትኹረት ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ልኡኽ መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ናብ ወፃኢ ሃገር ንስራሕ ዝዋፈሩ ዜጋታት ኣድላዪ ክእለት ንኸደንፍዑ እናገበረ ኣብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ሕርሻ ሸብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ግንዛበ ብምርካብ ንኽሰርሑ ዝሕግዝ ኢዩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ሕርሻ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ሜካናይዜሽን ሕርሻ፣ ልምዓት መስኖ ስርናይ፣ ጥዕና ሓመድ፣ መኖ እንስሳትን ልምዓት እንስሳን እኹል ግንዛበ ብምርካብ ንኽሰርሑ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ። “ዓሚቕ ዓቕሚ ዓውዲ ሕርሻ ንጠቐም” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መፋርቕ ባጀት ዘበን 2017 ሰለስተ ሓደሽቲ ክታበታት ህፃናት ምሃብ ክጅመር ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና Desta Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፋርቕ ባጀት ዘበን 2017 ሰለስተ ሓደሽቲ ክታበታት ህፃናት ምሃብ ክጅመር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ጥዕና ኣዴታት ህፃናትን መናእሰይን ዶክተር ኣለማየሁ ሁንዱማ፥ ኣወሃህባ እቲ ክታበት ንምጅማር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃረማያ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ደገሃቡር፣ ፊቅን ከባቢታትን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ Desta Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 132 ኪሎ ቮልት ልዑል ሓይሊ ተሸካሚ መስመር ብዘጋጠመ ብልሽት ምኽኒያት ኣብ ሃረማያ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ደገሃቡር፣ ፊቅን ከባቢታትን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ተገሊፁ። እቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሎሚ ሰዓት 5፡30 ቅድሚ ቀትሪ ከምዘጋጠመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባእዲ ነገር ዝተሓወሰሉ ዘይቲ ብልዒ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቦም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም Desta Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባእዲ ነገር ዝተሓወሰሉን ንፅህንኡ ዘይሓለወን ልዕሊ 200 ጀሪካን ዘይቲ ብልዒ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቦም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 1 ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰለስተ ፍሪያታት ሆርቲካልቸር ምስ ኮሜሳ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ብፍሪያታት ኣቮካዶ፣ ቀይሕ ሽጉርቲን ድንሽን ምስ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ(ኮሜሳ) ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲማ። መድረኽ ምትእስሳር ሆርቲ ካልቸር ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ(ኮሜሳ)…