ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊ ሓበራዊ ጉዳያት ኣብ ዝጠልቡ ዛዕባታት ጠሚቶም ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ታዬ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ጥንኩር…