ብሪክስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር እተስፈሐሉ ምዕሩይ መድረኽ ኢዩ – ዘነበ ክንፉ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት ሃገራት ምትሕብባር ንክትገበር ልዑል ዕድል ዝፈጥር ምዕሩይ መድረኽ ኢዩ ክብሉ ዘነበ ክንፉ (ፕ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ሩሲያ ሞስኮ ኣብ ዘለዉ ዩንቨርስቲታት መምሀርን ኣብ ሩሲያ ፕሬዚዳንት ማሕበር ዲያስፖራታት ኣፍሪካን…