ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዕቤት ማክሮ ኢኮኖሚን ቁልፊ መለክዒታት ኣፈፃፅማ ዝቐረቡሉ ገምጋም ካቢኔ ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምእካብ ዕቤት ማክሮ ኢኮኖሚን ቁልፊ መለክዒታት ኣፈፃፅማን ዝቀረቡሉ ገምጋም ካቢኔ ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ኣጀሚሮም።
እቲ ገምጋም ዓለም ለኻዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ዝንባታትን…