ፕሬጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ንትልሚ ሉእላውነት ምግቢ ፍሉይ ስንቂ ኢዩ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ንትልሚ ሉእላውነት ምግቢ ፍሉይ ስንቂ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስነ ሰርዓት ምረቓ ፕሮጀክት መሰረተ…