ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኒሆን ሂዳንክዮ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መጥቃዕቲ ኒውክለር ቦምብ ሂሮሺማን ናጋሳኪን ዝተረፉ ጃፓናውያን ዘጣየሹዎ ‘ኒሆን ሂዳንክዮ’ ዝተብሃለ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም 2024 ኮይኑ። ኒሆን ወይ ድማ ሂባኩሻ እናተብሃለ ዝፍለጥ እቲ ማሕበር÷ ኒውክለር ቦምብ ዳግም ኣብ ረብሓ ከይውዕል…
ስፓርት ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ዘለዉ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ኣብ ዘለዉ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ከምዝተገበረ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ሰሙን መርሃግብሪ ፀወታታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሉእላውነት ምግቢ ብምርግጋፅ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ኮይና Desta Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝምዝገብ ዘሎ ዓወት ስዒቡ ምግቢ ውሕስና ኣብ ምርግጋፅ ከይዲ ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ከምዝኾነት ተገሊፁ። Africa IOA ዝተብሃለ ትካል ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና ብዝምዝገብ ዘሎ ምዕባለ ኢትዮጵያ ብምግባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን300 ትካላት ጥዕና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቕራብ ዝዓለመ ፕሮጀክት ወግዓዊ ኮይኑ Desta Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ን300 ትካላት ጥዕና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምቕራብ ን6 ነጥቢ 7 ሚሊየን ወገናት ኣገለግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ዝዓለመ ፕሮጀክት ወግዓዊ ኮይኑ። እቲ መርሃ ግብሪ ብብርኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኡጋንዳ፣ ዛምቢያን ፓኪስታንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኮንፈረንሳት ንምትእንጋድ ምድላው ገይራ ኣላ-ሰለማዊት ካሳ Desta Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኮንፈረንሳት ንምትእንጋድ ምድላው ገይራ ኣላ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰለማዊት ካሳ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መግለፂ ሂበን። ኣብ…
ቴክኖሎጂ ኤሎን መስክ ሳይበርካብ ዝተብሃለት ሓዳሽ መኪና ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ኩባኒያታት ቴስላን ኤክስን ኤሎን መስክ ትፅቢት እናተገበረላ ዝነበረት ‘ሳይበርካብ’ ዝተብሃለት ሓዳሽ መኪና ዕላዊ ገይሩ። ኣዚያ ዘበናዊት ዝተብሃለት እዛ ሓደሽ መኪና÷ በዓልቲ ክልተ በሪ ኮይና ብዘይ ኣሽከርካሪ ክትንቀሳቐስ ትኽእል ከምዝኾነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ፑቲን ንፕሬዚዳንት ታዬ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ብተመሳሳሊ ፕሬዚዳንት ሲንጋፖር ሻንሙጋራትናም ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ስርዓት ናፃን ሉኣላዊ ንኽኸውን ድሕንነት ሳይበር ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ስርዓት ናፃን ሉኣላዊነቱ ዝተረጋገፀን ንኽኸውን ድሕንነት ሳይበር ልዑል ትኹረት ክወሃቦ ከምዝግባእ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ "ድሕንነት ቁልፊ መደረተ ልምዓት ንዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፈተናታት ተቓላዓይነት ኣፍሪካ ዝጠመተ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈተናታት ተቓላዓይነትን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነትን ኣፍሪካ ዝጠመተ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንሰ፥ “ኣፍሪካ ተቓላዓይነት ፈተናታት፤ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ዘለዉ ዕድላት ምርግጋፅ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ 4 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ። እቲ በዓል “ሰንደቕ ዕላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ንሉኣላዊነትናን ንብራኸ ኢትዮጵያን!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ፌደራል፣ ክልላትን ክልቲኦም ምምሕዳር…