ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ገፅ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷ ኣብዚ ሐዚ እዋን ባህሊ ስራሕና ይልወጥ ኣሎ ኢሎም። ብምሸት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ከይዲ ስራሕ እቲ ሚሲዮን ከምዝተዓዘቡ ሓበሬታ እቲ ኤምባሲ የመላኽት፡፡ ድሕሪ ዑደቶም ድማ እቲ ሚሲዮን ዝተዋደደ ስራሕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙዚየም ቤተ-መንግስቲ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሙዚየም ቤተ-መንግስቲ ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡ ሕድሳት ዓብዪ ቤተ-መንግስቲ ናይ ታሪኽን ባህሊን ሓድጊና ሓሊዩ ንምፅናሕ ንገብሮ ፃዕሪ ክብ ዝበለ ስጉሚ ኢዩ ኢሉ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 6 ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ 11፡30 ሌስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ንማንቼስተር ሲቲ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ምሸት 12 ሰዓት ድማ ክሪስታል ፓላስ ምስ ሳውዝ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 176 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ክሳብ ሕዚ 176 ሰባት ህይወቲም ሓሊፉ። 175 መገደኛታትን 6 ሰራሕተኛታት በረራን ካብ ታይላንድ ባንኮክ ተበጊሳ ደቡብ ኮሪያ ዝበፅሐት እታው ኣውሮፕላን÷ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሙኣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዮቤል ፀጋዬ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ኮይኑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተወዳደርቲ ሓቢረሙኹም ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ፋና ላምሮት ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ ምዕራፍ 18 መዛዘሚኡ ረኺቡ። ብመሰረት እዚ እዮቤል ፀጋዬ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ኮይኑ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ…
ቴክኖሎጂ ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ብምጥቃም ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ "ፖሊዮኣንቴና" ዝተብሃለ መተግበሪ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ውሱንነት ክትትል ፖሊዮ ምቕራፍ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩንቨርስቲ ጅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ህንፀት ሎጅ ገርዓልታ 47 ሚኢታዊ በፂሑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ ሎጅ ገርዓልታ ወረዳ ሓውዜን ህንፀቱ 47 ሚኢታዊ ከም ዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝኾነ ከይዲ ህንፀት ገርዓልታ ሎጅ ብመንግስቲ ፌደራል ኣቢሉ ኣብ ጣብያታት ደብረብርሃንን መጋብን ዝህነፅ ዘሎ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ይካየድ ኣሎ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብዝነኣድ መገዲ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ሎሚ ካብ ሰዓት 6፡00 ቀትሪ ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ ዝበፅሑ፥ ማዕረግ ሃይሉ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ ግሩም ነብዩን እዮቤል ፀጋዬን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ካምፕ ፖሊስ ተወርዋሪ ሓይሊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንክዛዘም ደገፍ ይግበር ኣሎ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ዘሎ ህንፀት ካምፕ ፖሊስ ተወርዋሪ ሓይሊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንክዛዘም ክትትልን ደገፍን ኣመራርሓ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣብቲ ካመፕ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ህንፀት…