ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝኸፍአ ጉድኣት ንከየስዕብ ዘድሊ ጥንቃቐ Desta Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዞባ ገቢ ረሱ ኣብ ዘለዋ ዝተፈላለያ ጣቢያታት ምንቅጥቃጥ መሬት ብተደጋጋሚ ተራእዩ ኢዩ። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዋሽ 7፣ ኣዋሽ ፈንታሌን ወረዳ ኣሚባራን ኣብ ዝርከቡ ውሱናት ጣቢያታት ምንቅጥቃጥ መሬት ብተደጋጋሚ የጋጥም…
ስፓርት ኣብ ፀወታታት ቅነ በዓል ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስትል ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይበረሉል Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ቅነ በዓል ልደት እንትቕፅሉ ኣብ ድትራፎርድ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 5 እንትካየድ÷ ኣብ ተደጋጋሚ…
ቢዝነስ መንግስቲ ለውጢ ፀጋ ዕደና ኢትዮጵያ ብምግላፅ ዓንዲ ምዕባለ ኢኮኖሚ ገይሩዎ ኢዩ-ሃብታሙ ተገኝ(ኢ/ር) Desta Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ለውጢ ፀጋ ዕደና ኢትዮጵያ ብምግላፅ ዓንዲ ምዕባለ ኢኮኖሚ ገይሩዎ ኢዩ ክብሉ ኣባል ማእከላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ዕደናን ሃብታሙ ተገኝ(ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገበን ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 81 ውልቀ ሰባት ካብ 20 ክሳብ 10 ዓመት ዝበፅሕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌን ከባቢኡን ገበን ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 81 ራዕዳውያን ካብ 20 ክሳብ 10 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ውሳነ ፍርዲ ተመሓላሊፉዎም። ኣብቲ ክልል ዞባ ምዕራብ ሃረርጌን ከባቢኡን ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ናብ ዓወት ተመሊሳ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣዋርሕ ውፅኢት ብምስኣን ኣብ ቅልውላው ዝፀንሐት ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ድሕሪ 4 ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ አዕዊታ፡፡ ኣብ ፀወታ ቅንያት በዓል ልደት ካብ ሜዳኣ ወፃእ ንሌስተር ሲቲ ዝገጠመት ሲቲ÷ ብሳቪኒሆ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብትራክተር ዝረሕረስ መሬት ምጣነኡ 5 ሚሊየን ሄክታር በፂሑ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ብትራክተር ዝሕረስ መሬት ምጣንኡ 5 ሚሊየን ሄክታር ከምዝበፅሐ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ልፅግናን ሚኒስትር ሕርሻን ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ሕርሻ ትሑረት ተዋሂቡ እናተሰርሐሉ ይፅናሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ዝተማለአ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ ጭቡጥ ዓወት ኣምፂኡ ኢዩ – ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ዝተማለአ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ መሰረታዊ ለውጢን ጭቡጥ ዓወትን ከምዘምፀአ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ገዛኢ ብቤራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ማሞ ምህረቱ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዝሓፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሞን ዝተወገኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦመር ጊሌ ተዛቲዮም። ዕላማ እቲ ዘተ ምፍላጥን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን አሕዋት ሃገራት ዘሎዝፀንሐ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዘውፀኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብቲ ዞባ ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን፡፡ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ጅቡቲ መዘንኡ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሓደሽቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂታት ክባፅሑ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሓደሽቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂታት ንኽስፋሕፍሑ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካልት ልምዓት መንግስቲ ሓቲቱ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ብኣአካል ብምርካብ ትዕዝብቲ ይገብሩ…