ዘተ ጉዳይ ስርዓተ-ፆታን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሃገራት ኣፍሪካ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ስርዓተ-ፆታን ማሕበራዊ ጉዳይን ጠሚቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ዘተ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሃገራት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ሰገን ደቂ ኣንስትዮን…