ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ይኽበር ኣሎ Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ኢሬቻ ንህዳሴ ባህልና” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብ ስነ ሰርዓት ምኽባር እቲ በዓል፥ ኣባገዳታት፣ ሃደሲንቄታት፣ ዝተፈላለዩ ብሄር ብሄረሰባትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብድምቀት ንክኽበር ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ሓይሊ ፀፅታ ኣፍሊጡ Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) 25 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ብድምቀትን ብሰላምን ንክኽበር ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ሓይሊ ፀፅታ ኣፍሊጡ። ኣካላት ፀፅታ ዝገብርዎም ተግባራት ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ወግዓዊ ኮይኖም Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ወግዓዊ ገይሩ። ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዝሳተፈሉን ኣባገዳታት፣ ሃደሲንቄታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ዝርከቡሉ እቲ በዓል 25 መስከረም 2017 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሸረ- ማይ ፀብሪ ልዕሊ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ይፈሪ ኣሎ Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሸረ- ማይ ፀብሪ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ይፈሪ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ኣብ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ለምለም ፍሉይ ቦታ መዳበ ዝርከብ ማእኸል ሙሩፅ ዘርኢ፥ ሰሊጥ ፣ ኣዳጉራ፣ ባምያ፣ ሱፍን ሓዊሱ ልዕሊ 6 ዓይነት ሙሩፅ…
ስፓርት ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጅቡቲ መዘናኣ 5 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ተባዕትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጅቡቲ ኣብ ዘካየደቶ መለክዒ ቁመና ፀወታ 5 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ መለክዒ ቁመና ፀወታ ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን5 ባንኪ ዘይኮኑ ቢሮታት ፍቓድ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሓሙሽተ ባንኪ ዘይኮኑ ቢሮታት ፍቓድ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣገልግሎትን ተበፃሕነትን ሸርፊ ወፃኢ ንምስፋሕን ሸርፊ ወፃኢ ዝርከበሉ ዕድል ንምስፋሕን ኣብ ስራሕ ካብ ዘለዉ ባንኪታት ብተወሳኺ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝደልዩ ኣብ ሊባኖስ ዝርከቡ ዜጋታት ምዝገባ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብዝተወለዐ ቅልውላው ምኽንያት ኢትዮጵያውያን ጉድኣት ከይበፅሖም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ንምግባር ምዝገባ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት ቆንስል ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ሊባኖስ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኣብ ሊባኖስ ብዘጋጠመ ኲናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 5 ሺሕን 300 ተምሃሮ ተቐቢሉ ንምምሃር ከምዝተሰናደአ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ዓመት 5 ሺሕን 300 ተምሃሮ ቅድመ ስሩዕ ተምሃሮ ብምቕባል ንምምሃር ከምዝተሰናደአ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ጄሎ ኡመር (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። መእተዊ ነጥቢ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣመዝጊቦም ብመንግስቲ ሙሉእ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ባንክ ኢትዮጵያ ኣብ ትካል ንግዲ ዓለም ኣባል ንምዃን ትገብሮ ከይዲ ብፋይናንስን ቴክኒክን ከምዝድግፍ ኣረጋጊፁ፡፡ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ ኢትዮጵያ ኣባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ሓገዝ ክግር ኢየ – ውሕመ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ንተተኣናግዶ መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ውድብሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)ን ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመን ኣብ…