Fana: At a Speed of Life!

550 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)550 ሺሕ ኩንታል ተወሳኺ ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ ትማሊ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ÷ እቲ 1 ሚሊየን 572 ሺሕን 500 ኩንታል…

ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም። ሰላም ንምርግጋፅ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ምእታዎም ብምንኣድ፤ ኣብ ጫካ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅል ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ኣጋግዘ ሰዓት 11 ኣብ ዝግበሩ ፀወታታት ጋንታ ቼልሲ ናብ ስታዲየም ጉዲሰን ፓርክ ብምምራሕ ምስ ኤቨርተን ክትራኸብ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ሩበን…

ዕጡቓት ሃውቲ ናብ እስራኤል ዘወንጨፍዎ ሚሳኤል ዒላምኡ ከምዝወቕዐ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጡቓት ሃውቲ የመን ናብ እስራኤል ዘወንጨፍዎ ሚሳኤል ወተሃደራዊ ዒላምኡ ከምዝወቕዐ ገሊፆም። ሰራዊት እስራኤል ብግድኡ፥ ካብቶም ዕጡቓት ዝተተኮሰ ሚሳኤል ኣብ ጥቓ ቴል ኣቪቭ ከምዝወደቐ ገሊፁ። ብሰንኪ እዚ ብውሕዱ 16 ሰባት ምቑሳሎም…

መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ሃይማኖት ንሰላም፣ ንሓድነትን ህንፀት ሃገርን ዘለዎም ግደ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉባኤ ሰላም ኣብ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣቦታት…

ብብርኪ ሃገር 971 ወረዳታት ብሃገራዊ ዘተ ተበፃሕቲ ከምዝኾና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር 971 ወረዳታት ብሃገራዊ ዘተ ተበፃሕቲ ከምዝኾና ብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን፥ ኣካል ከይዲ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኦሮሚያ ዝኾነ መድረኽ ዘተ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀሰባት የካይድ ኣሎ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ…

ልዕሊ 443 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 443 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 4 ክሳብ 10 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል፥ 422 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ኣታዊን 20 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር…

መበል 28 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 28 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፥ ኣትሌቲክስ ንኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ብምፍላጥ ልዑል ግደ ዘለዎን ልዕሊ ውድድር ከምዝኾነን ገሊፀን። መንግስቲ ነቲ ዓውዲ…

ኣብ ናይ ሎሚ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ቀልቢ ዝሰሓበ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 17 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ናይ ሎሚ ፀወታ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ቀልቢ ዝሰሓበ ኢዩ። ኣብቲ ናይ ሎሚ መርሃ ግብሪ ብረይንት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 22 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተበላሸወ በርበረ ተጓሒፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምግብነት ክውዕል ተባሂሉ ዝውዛዕ ዝነበረ “ኣፍላቶክሲንን ዝተጠቕዐ 22 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተበላሸወ በርበረ ካብ ረብሓ ወፃእ ክኸውን ተገይሩ። እቲ ብር 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ በርበረ ብመሰረት ሕብረተሰብ…