ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ገንዘብ ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ።
እቲ ገንዘብ ኣብ ነዊሕ እዋን ዝኽፈል እንትኸውን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምሕደራ ንምቅልጣፍን ንምዝማንን ከምዝውል…