ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሊባባ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ኣካዳሚኡ ኣብ ኢትዮጵያ ክኸፈት ኢዩ Desta Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሊባባ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ብኤሌክትሮኒክ ንግዲ(E- commerce) ስልጠና ንምሃብ ዘኽእሎ ግሎባል ኣካዳሚኡ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝኸፍት ኣፍሊጡ። እቲ ኢኒሼቲቭ ምስ ማሕበር ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝተዋፈሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና ዘለዋ ግደ ዲፕሎማሲ ክብ ብምባል ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ Desta Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና፣ ኣህጉርን ዓለም ለኸን ዘለዋ ግደ ዲፕሎማሲ ክብ ብምባል ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈሬዴሪኢ ጌዲኦን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ንሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ትካል ኢኖቬሽን ሕጊ ሄግ ብምትሕብባር ምስ መሬት ዝተተሓሓዙ ጎንፂታት ንምፍታሕ ዘኽእል ልምዲን ተሞክሮን ዝሓዘ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተሰናዲኡ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ÷ ላዕወሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ስነ ህዝቢ ውሕመ (UNFPA) ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስነ ህዝቢ (UNFPA) ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቱ። መተሓባበሪት UNFPA ጨንፈር ትግራይ ጆይሲ ፓክሊኪ÷ እቲ ትካል ኣብዚ ዓመት ውሽጢ ልዕሊ 4 ሚልዮን ዳላር ዝዋግኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሕተራታት ንምቑፃይ ናይ ውሽጢ ፀገም ምፍታሕ ይግባእ-ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን Desta Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጥሙ ፅሕተራታት ብሓፂሩ ንምቑፃይ ናይ ውሽጢ ፀገም ምፍታሕን ተሓባቢርካ ምስራሕን ከምዝግባእ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ሃገር ብምርካብ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናኢም ቃሲም መራሒ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ብምዃን ተመሪፁ Desta Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናኢም ቃሲም መራሒ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ብምዃን ተመሪፁ። ሂዝቦላህ መራሒ ጉጅልኡ ዝነበረ ሃሰን ናስራላህ ኣብ ቀረባ መዓልታት ብሰራዊት እስራኤል ምቕታሉ ስዒቡ ኢዩ ናኢም ቃሲም መራሒ እቲ ጉጅለ ንክኸውን ተመዚዙ። ወዲ 71 ዓመት ናኢም ቃሲም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊሲ መፈፀሚ ስትራቴጂ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምስጓም ወሳኒ ኢዩ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምስጓምን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነትን ንምዕባይ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂና ኢኖቬሽን ፖሊሲ መፈፀሚ ስትራቴጂ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መበል 23 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ኢያ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 23 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ለካቲት 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ኢትዮጵያ እዚ ኣኼባ ከምተተኣናግድ ዝተገለፀ፤ ኣብ መበል 22 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሹመት 5 ሚኒስትራት ኣፅዲቑ Desta Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ፌዴሪኢ ሎሚ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼብኡ ህዝቢ ሹመት ሓሙሽተ ሚኒስትራት ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቶም ሹመኛታት፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ፣ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንዱስትሪ ሆስፒታሊቲ ዓለም ለኸ ደረጃኡ ዝሓለወ ንኽኸውን ጥጡሕ ኩነታት ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢንዱስትሪ ሆስፒታሊቲ ዓለም ለኸ ደረጃኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ንኸቕርብ ጥጡሕ ኩነታት ከምዝዘርገሐ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። ሚንስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ምስ ሓለፍቲን ተወከልቲን ፌዴሬሽናት ሆቴል፣ ሰብ ሞያን ማሕበራትን ምስቱሪዝም…