መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምስ ተፈጥሮ ንኽንተዓረቕ ዘኽአለ ኢዩ – ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምስ ተፈጥሮ ንኽንተዓረቕ ዘኽአለ ከምዝኾነ መተሓባበሪ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ኣብ መላእ ሃገር እናተኻየደ ዝርከብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ…