Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ መለለዪ መንነት ብሰነድነት ጉዕዞ ንበረራ ውሽጢ ዓዲ ምጥቃም ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መለለዪ መንነት ብሰነድነት ጉዕዞ ንበረራ ውሽጢ ዓዲ ምጥቃም ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ስምምዕነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን መርሃ ግብሪ ብሄራዊ መንነት ኢትዮጵያን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ክልቲኦም ትካላት ስርዓቶም ብምውዳድ ብሄራዊ…

ኣብ ከተማ መቐለ ን829 መናእሰይ መጣሻ መሬት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ን829 መናእሰይ መጣሻ መሬት ተዋሂቡ። ካብቶም 829 እቶም 337 ብትሑት መሃያ ዝመሓደሩ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት  ምውፃእ ዕፃ ዝተረኸቡ ኣማሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣይተ ሓለፎም…

ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት…

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ምኽክር ከምዝግበር ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣሰናቢቱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይትድ ኤሪክ ቴን ሃግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰናቢቶም። ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣብ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ድኹም ጉዕዞ እናገበሩ ብምንባሮም ወቐሳ እናበፅሖም ፀኒሑ ኢዩ፡፡ ዩናይትድ ትማሊ ኣብ ዘካየደቶ መበል 9ይ…

4 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ብሉፃት ኣትሌታት እዚ ዓመት ተኻቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጀልቻ፣ ታምራት ቶላ፣ ትዕግስት ከተማን ሱቱሜ ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ካብ ስታዲየም ወፃእ ብሉፃት ኣትሌታት ዓመተ 2024 ተኻቲቶም። እቶም ኣትሌታት፥ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ውድድር ጕያ ጎደና ብዘመዝገብዎ…

ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከም ሃገር ይምዝገብ ኣብ ዘሎ ምዕባለ ልዑል ብፅሒት ኣለዎ- ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት እተመዝግቦ ኣብ ዘላ ምዕባለ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ ሚኒስትር  ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፥ ኣፈፃፅማ ቀንዲ ቀንዲ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ማክታሃር ዲዮፕን ምክትል ኤጀንሲ ኩለ መዳይ ውሕስና ኢንቨስትመንት ኢትዮጲስ ተፈራን  ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ከምኡውን ምስ…

125 ኢትዮጵያዊያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 125 ኢትዮጵያዊያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ሊባኖስ ኣብ ኣፀጋመኒ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ይሰርሕ ከምዘሎ…

ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ዋሽንግተን ዝነበሮ ፀንሒት ዕዉት ኢዩ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ዝገበረ ፃንሒት ሸቶኡ ዝወቕዐን ዕዉትን ከምዝኾነ ገዛኢ እቲ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣፍሊጦም፡፡ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካተተ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ፤ ዓለም ለሐ…