ንሕንሕ ኣፅዋር ኲናት፣ ዘይፍትሓውነት፣ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝደሊዩ ኢዮም – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕንሕ ኣፅዋር ኲናት፣ ዘይፍትሓውነት፣ ክሌማዊ ለውጢን ዘላቒ ሸቶታት ልምዓትን ጠመተ ዝደሊዩ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
እዚኦም ንምዕዋት ዘጋጠሙ ሕልኽላኻት ጠመተ ውሕመን ኣባል ሃገራትን…