ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ዋሽንግተን ዝነበሮ ፀንሒት ዕዉት ኢዩ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ዝገበረ ፃንሒት ሸቶኡ ዝወቕዐን ዕዉትን ከምዝኾነ ገዛኢ እቲ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣፍሊጦም፡፡ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካተተ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ፤ ዓለም ለሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዲፓርትመንት ዓለም ለኸ ርክብ ኮሚንስት ፓርቲ ቻይና የልዑካን Desta Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣብ ቻይና ዝርከብ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ምስ ዲፓርትመንት ዓለም ለኸ ርክብ ኮሚንስት ፓርቲ ቻይና ዘቲዩ። ነቲ ጉጅለ ዝመርሑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 56 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 56 ስሩዓት ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኞች ብምትሕብባር ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ብኣውሮፕላን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕባይ ንዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ካልኦት ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራትን ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ንኽረኽባ ክሰርሕ ከምዝግበኦ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣገንዚቦም። ጎድና ጎድኒ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ እናተኻየደ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣሰልጣኒ ኣስራት ሃይሌ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣሰልጣኒ ኣስራት ሃይሌ ተፈፂሙ። ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብረፃታይነትን ኣሰልጣንነትን ንነዊሕ ዓመታት ዘገልገለ ኣስራት ሃይሌ (ጎራዴው) ብቕድሚ ትማሊ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ይፍለጥ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 32 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣቑሑት ህንፀት ተገይሩሉ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ንመህነፂ መንበሪ ኣባይቲ ሰራዊት ሓይሊ ኣየር ዝውዕል ልዕሊ 32 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ሓገዝ ኣቑሑት ህንፀት ገይሮም፡፡ እቲ ሓገዝ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴን ኮሚሽነር ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታን ንዋና ኣዛዚ ሓይሊ…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ፍራንክፈርት ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ፍራንክፈርት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ እቲ ውድድር 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብምእታው ከምዝተዓወተት ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ፊሊፒንስ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት 81 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 25 ዜጋታት ኣበይ ከምዝኣተዉ ኣይተፈለጠን Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ፊሊፒንስ ከቢድ ዝናብ ዘስዐቦ ጋህሲ መሬት 81 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 25 ዜጋታት ኣበይ ከምዝኣተዉ ኣይተፈለጠን ተባሂሉ፡፡ እቲ ሓደጋ ብዘይተለመደ መልክዑ ን24 ሰዓት ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ዝገለፁ…
ስፓርት ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ኣብ ቫሌንሺያ ሜዲዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 57 ደቒቕን 30 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብመእታው ከምዝተዓወተ ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ፍሪያት ፓርክታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ መዕበዪ ፕሮጀክት ይካየድ ኣሎ Desta Oct 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ፍሪያት ፓርክታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ መዕበዪ ፕሮጀክት ይካየድ ኣሎ ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ፣ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፋሪያት ካሚልን…